ምርጫ ኬንያ፣ ተወዳደርትን ዞባዊ ጽልውኡን

National Super Alliance (NASA) supporters demonstrate in Nairobi, Kenya, Wednesday Oct. 11, 2017. Source: AP / Sayyid Abdul Azim/AP
ኬንያውያን ሰሉስ 9 ነሓሰ 2022 ክልተ ሕንፍሽፍሽ ዝመልኦም ዘመነ ስልጣናት ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬናያታ ዘኽትም ንሓደ ኣገዳሲ ሓፈሻዊ ምርጫ ሃገሮም ከካይዱ ይሸባሸቡ’ለዉ። መን'ዮም ተወዳደርቲ፧ ጽልዋታቱ ኣብ'ቲ ዞባ ኸ ከመይ'ዩ፧
Share