SKIP TO MAIN CONTENT

"ከምቲ ናይ ሕጻጽ፡ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሽመልባ'ውን ሰራዊት ኤርትራ ክልተ ግዜ ኣትዮም'ዮም።" ከሰተ በራኺ

Eritrean Refugees crisis in Ethiopia's Refugee camps3
Source: Kesete Beraki

ኣብዚ ብተኸታታሊ ብዛዕባ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ዝምልከት ሳልሳይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ። ገለ ካብ ግዱሳት ብዛዕባ ኩነታት ስደተኛታት ነቶም ኣብትቲ መዓስከር ዝነበሩ እናዘራረቡ ሰነድ ብምእካብ ንዝምልከቶም ዓለማዊ ዉድባት ንምቕራብ ዝሰርሑ ዘለዉ ሓደ ዝኾነ ኣቶ ከሰተ በራኺ ካብቲ ዝኣከብዎ ሓበሬታ ኣካፊሉና ኣሎ። ንሎሚ ነቲ ናይ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽን ሽመልባን ዝምልከት ሓበሬታ ኣካፊሉና ኣሎ። ኣብ ቀጻሊ ብቓል ናይቶም ግዳያት ሓበሬታ ከነቕርብ ክንፍትን ኢና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ብተኸታታሊ ብዛዕባ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ዝምልከት ሳልሳይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ። ገለ ካብ ግዱሳት ብዛዕባ ኩነታት ስደተኛታት ነቶም ኣብትቲ መዓስከር ዝነበሩ እናዘራረቡ ሰነድ ብምእካብ ንዝምልከቶም ዓለማዊ ዉድባት ንምቕራብ ዝሰርሑ ዘለዉ ሓደ ዝኾነ ኣቶ ከሰተ በራኺ ካብቲ ዝኣከብዎ ሓበሬታ ኣካፊሉና ኣሎ። ንሎሚ ነቲ ናይ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽን ሽመልባን ዝምልከት ሓበሬታ ኣካፊሉና ኣሎ። ኣብ ቀጻሊ ብቓል ናይቶም ግዳያት ሓበሬታ ከነቕርብ ክንፍትን ኢና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now