ሌላ ምስ ናይ ፈለማ ኣፍሪቃዊት መምህር ምምራሕ መኪና ኣብ ኣውስትራሊያ።

Interview Tigrinya

Source: Supplied

ኣብታ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝዓበየትን ኣማኢት ኣሻሓት መኻይን ዝርከባ ከተማ ሲድኒ፡ ካብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ ኤርትራዊት ኣውስትራሊያዊት ንብዙሓት ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስዮን፡ ካብዝተፈላለዩ ዓልየትን ዘርእን ዝመጹ ነበርቲ ምምራሕ መኪና ትምህር ክብራ ዘርእሰናይ ኣላ። ንምንታይ ነዚ ስራሕ ጀሚራ? ኣብ ስርሓ ዘጋጥምዋ ጽቡቕን ሕማቕን እንተሎን ብዛዕባ ተመሃሮኣን ኣዕሊላትና ኣላ። ኣብዝቕጽል መደብ ንገለ ንሳ መኪና ምምራሕ ዝመሃረቶም ከነቕርብ ኢና።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now