SKIP TO MAIN CONTENT

መብርሂ ብዛዕባ ኣቀታትላ ሲልቪያና ጸጋይ ኣብ እስራኤል

Feature
Source: Jhon

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ እስራኤል ሓንቲ ኤርትራዊት ስደተኛ ኣብ ኣስራኤል ተቐቲላ። ቀታሊኣ ተባሂሉ እተጠርጠረ ሰብኣይ ኣዲኣ ዝነበረ ኣብ ቀይዲ ኣትዮ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ካብቶም ብቐረባ ነቲ ኩነታት ዝተኸታተሉ ካብ እስራኤል ጆን መብርሂ ሂቡ ኣሎ።

Published

By Ibrahim Ali

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ እስራኤል ሓንቲ ኤርትራዊት ስደተኛ ኣብ ኣስራኤል ተቐቲላ። ቀታሊኣ ተባሂሉ እተጠርጠረ ሰብኣይ ኣዲኣ ዝነበረ ኣብ ቀይዲ ኣትዮ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ካብቶም ብቐረባ ነቲ ኩነታት ዝተኸታተሉ ካብ እስራኤል ጆን መብርሂ ሂቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now