ቀንዲ ኣባል ማሕበር መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራስን ፍትሕን ወይ YPFDJ ኣቶ መሰረት ባህልቢ፡ ንሆላንዳዊት ፕሮፈሶር ሚርያም ፋን ራይሰን፡ “ሽመይ ኣጸሊምክኒ”፡ “ስርሐይ እውን ብጭንቐት ደው ከብል ጌርኪ” ብምባል ከሲሱ ናብ ማእኸላይ ቤት-ፍርዲ ኣምስተርዳም ከም ትቐርብ ጌርዋ።
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends