"'ሰለስተ ልቢታት' ኣብ ዝተባህለት ንእሽቶ ከተማ ተወሊደ። 3 ልቢ ኣለዋኒ፣ ሓንቲ ምሳይ ኣላ፡ እተን ክልተ ኸኣ ተቐየርቲ፡ ነዊሕ ህይወት ኣለኒ" ፔለ

FILED - 27 July 2007, Duesseldorf: Brazilian soccer legend Pele laughs in front of the label of his fashion brand "Magic 10". Brazilian soccer legend Pele has died at the age of 82. Photo: Achim Scheidemann/dpa Source: DPA / Achim Scheidemann/DPA
ብራዚላዊ ንጉስ ኩዕሶ እግርን ክብረወሰን ዝኾነ ሰለስተ ዋንጫታት ዓለም ዝዓተረን፡ ከምኡ'ውን ኣብ ዝሓለፈ ዘመን ሓደ ካብ'ቶም ዓብለልቲ ስፖርታውያን ምስልታት ዝፈጠረን ፔለ ኣብ መበል 82 ዓመት ዕድሚኡ ካብ'ዛ ዓለም ተፈልዩ። እዚ ህይወት ፔለ ተመሊሱ ዝምልከት ትሕዝቶ'ዩ።
Share