ኣብ ታዝማኒያ ፡ ማኪና እናዘወርካ ኣብ ተሌፎንካ ናይ ጂ.ፒ.ኤስ. ምርሒት ኣፕሊኬሽናት ምጥቃም ናይ ገንዘብ መቕጻዕቲ ከም ዘቕጽዕ፡ ወይ ከኣ ኢድካ ካብ መስኮት ማኪናኻ ወጻኢ ምግባር ዘይሕጋዊ ምዃኑ ትፈልጥዶ ? ኣብዚ ኩነታት ፡ ብዙሕ ዘይፍለጥ ናይ መንገዲ ሕጊታት ሒዝናልኩም ቀሪብና ኣለና ፡ እዚ ድማ ነቲ ናይ ኣውስትራሊያ ጽርግያታት ዝምልከት ሕጊ ንኸይትጥሕሱ ክሕግዘኩም እዩ ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Published
Source: SBS
Share this with family and friends