Source: YouTubeሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/06/2021) * ብኣልማዝ ኣያና ኣብ ኦሎምፒክስ ሪዮ ተመዝጊቡ ዝነበረ ክብረወሰን 10000ሜ ነዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ብ10 ካልኢታት ድሕሪ ምሕምሻሻ ድሕሪ ክልተ መዓልታት ኢትዮጵያዊት ለተሰንበት ግደይ ተወሳኺ 5 ካልኢታት ደጊማ ብምቕናስ ኣመሓይሻቶ፡ * ክልተ ኤርትራ ዝመበቆሎም ኣትሌታት ዝሓዘት 29 ዝኣባላታ ኦሎምፒካዊት ጋንታ ስደተኛታት ኣብ ቶክዮ 2020 ክትሳተፍ ምዃና ኣህጉራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክስ ኣፍሊጡ፡ *ኤርትራዊያን መርሃዊ ቅዱስ መኽሰብ ደበሳይ ተሳትፎኦም ኣብ ፈረንሳዊ ቅ/ብ ላ ሮውት ዲ’ኦቺታኒ ዛዚሞም፡ መርሃዊ 8ይ ብምውጻእ ካብ’ቶም ዝለዓሉ ዓሰርተ ተቐዳደምቲ ኮይኑ * ጸገም ምንብርካኽ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዝቃወሙ ደገፍቲ ብኸመይ ክተሓዙ ኣለዎም፧
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/06/2021) * ብኣልማዝ ኣያና ኣብ ኦሎምፒክስ ሪዮ ተመዝጊቡ ዝነበረ ክብረወሰን 10000ሜ ነዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ብ10 ካልኢታት ድሕሪ ምሕምሻሻ ድሕሪ ክልተ መዓልታት ኢትዮጵያዊት ለተሰንበት ግደይ ተወሳኺ 5 ካልኢታት ደጊማ ብምቕናስ ኣመሓይሻቶ፡ * ክልተ ኤርትራ ዝመበቆሎም ኣትሌታት ዝሓዘት 29 ዝኣባላታ ኦሎምፒካዊት ጋንታ ስደተኛታት ኣብ ቶክዮ 2020 ክትሳተፍ ምዃና ኣህጉራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክስ ኣፍሊጡ፡ *ኤርትራዊያን መርሃዊ ቅዱስ መኽሰብ ደበሳይ ተሳትፎኦም ኣብ ፈረንሳዊ ቅ/ብ ላ ሮውት ዲ’ኦቺታኒ ዛዚሞም፡ መርሃዊ 8ይ ብምውጻእ ካብ’ቶም ዝለዓሉ ዓሰርተ ተቐዳደምቲ ኮይኑ * ጸገም ምንብርካኽ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዝቃወሙ ደገፍቲ ብኸመይ ክተሓዙ ኣለዎም፧