Kenya presidents Source: SBS Tigrinyaኣብ ናይ ሎሚ መደብና ፖለቲካዊ ምዕባለ ኬንያ ካበይ ናበይ ዝብል ኮይኑ፡ ኬንያ ካብ መግዛእቲ ነጻ ምስኮነት መስርሕ ፖለቲካኣ ብኸመይ ተጀሚሩን ገስጊሱን ኣብምንታይ ኩነታትከ ትርከብ? ብሰፊሕ ተተንቲኑ ኣሎ። ጎረባብታ ዝኾና በዓል ኢትዮጵያን ኤርትራንከ ካብዚ ናይ ኬንያ ፖለቲካ እንታይ ክመሃራ ይኽእላ? ነዚን ካልእን ዝትንትኑልና ዶክተር ኣማኒ ኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቨሪሲቲ ከምኡ’ውን ኢብራሂም ዓሊ ካብዚ ካብ ረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ን እዮም።
ኣብ ናይ ሎሚ መደብና ፖለቲካዊ ምዕባለ ኬንያ ካበይ ናበይ ዝብል ኮይኑ፡ ኬንያ ካብ መግዛእቲ ነጻ ምስኮነት መስርሕ ፖለቲካኣ ብኸመይ ተጀሚሩን ገስጊሱን ኣብምንታይ ኩነታትከ ትርከብ? ብሰፊሕ ተተንቲኑ ኣሎ። ጎረባብታ ዝኾና በዓል ኢትዮጵያን ኤርትራንከ ካብዚ ናይ ኬንያ ፖለቲካ እንታይ ክመሃራ ይኽእላ? ነዚን ካልእን ዝትንትኑልና ዶክተር ኣማኒ ኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቨሪሲቲ ከምኡ’ውን ኢብራሂም ዓሊ ካብዚ ካብ ረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ን እዮም።