A poster of outgoing Prime Minister Saad Hariri reads 'We are all Saad', in Beirut, Lebanon Source: AAPኢራን፡ ሱዕዲ ዓረብን ሰዓብታን፡ ኣስራኤል’ውን ከይተረፈት ናብ ኲናት ዝዕድማሉ ኩነታት ፖለቲካ ሊባኖስ ኣንታይ ክወልድ እዩ? ሕዝቡላህ ስልጣን በይሩት ኣብ ኢዱ እንተተረኪቡ፡ ንተሂራን ዘተርንዕ፣ ንርያድ ዘየቕስን ንየሩሳሌም’ውን ከስግእ ትጽቢት ዝግበረሉዩ፡… ክብደት እቲ ጉዳይ ንዓለም'ውን ኣሰንቢድዋ እዩ ዘሎ። እቲ ኣብ ፈለማ ንእሽቶን ዉሽጣዊ ፖለቲካ ሊባኖስ ዝመስል ዝነበረ፡ ናብ ኩሉ ማእከላይ ምብራቕ ዝዝርጋሕ መጠነ ሰፊሕ ኩናት ዓለም ከይከውን ኣስጊኡ ይርከብ።
ኢራን፡ ሱዕዲ ዓረብን ሰዓብታን፡ ኣስራኤል’ውን ከይተረፈት ናብ ኲናት ዝዕድማሉ ኩነታት ፖለቲካ ሊባኖስ ኣንታይ ክወልድ እዩ? ሕዝቡላህ ስልጣን በይሩት ኣብ ኢዱ እንተተረኪቡ፡ ንተሂራን ዘተርንዕ፣ ንርያድ ዘየቕስን ንየሩሳሌም’ውን ከስግእ ትጽቢት ዝግበረሉዩ፡… ክብደት እቲ ጉዳይ ንዓለም'ውን ኣሰንቢድዋ እዩ ዘሎ። እቲ ኣብ ፈለማ ንእሽቶን ዉሽጣዊ ፖለቲካ ሊባኖስ ዝመስል ዝነበረ፡ ናብ ኩሉ ማእከላይ ምብራቕ ዝዝርጋሕ መጠነ ሰፊሕ ኩናት ዓለም ከይከውን ኣስጊኡ ይርከብ።