People carry a giant Libyan flag at the Martyr square during a march commemorating the anniversary of anti-Gadhafi protests in Tripoli, Source: APታሽዓይ ዓመት ዝኽሪ ናይቲ ንመሓመድ ገዳፊ ዝዓለወ ህዝባዊ ናዕቢ ሊብያ ህዝቢ ብሰፊሕ ሰልፊ ኣብ ዋና ኸተማ ዘኪርዎ ዊዒሉ። እንተኾነ እቲ ኣብ ትራብሎስ ዝተካየደ ናይ ዓወት ዝኽሪ ምስቲ ኣብ ሊብያ ዘሎ ዕግርግር ዝጻረር ምዃኑ እዩ ዝፍለጥ።
ታሽዓይ ዓመት ዝኽሪ ናይቲ ንመሓመድ ገዳፊ ዝዓለወ ህዝባዊ ናዕቢ ሊብያ ህዝቢ ብሰፊሕ ሰልፊ ኣብ ዋና ኸተማ ዘኪርዎ ዊዒሉ። እንተኾነ እቲ ኣብ ትራብሎስ ዝተካየደ ናይ ዓወት ዝኽሪ ምስቲ ኣብ ሊብያ ዘሎ ዕግርግር ዝጻረር ምዃኑ እዩ ዝፍለጥ።