SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ጥቅምቲ 2022)

Newsall.jpg
SBS Tigrinya Live full podcast Credit: Getty Images

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ጥቅምቲ 2022) መንግስቲ ትግራይ ንሕብረት ኣፍሪካ ብዛዕባ’ቲ ዝርርብ ሰላም ዝምልከት መብርሂ ክህቦ ሓቲቱ፣ ፍርቂ ብጽሒት ዕደና ፖታሽ ኤርትራ ይሽየጥ ከም ዘሎ ተገሊጹ፣ ኣብ ዓዲ-ዳዕሮ ንኻልኣይ ግዜ ብዝተፈጽ መጥቃዕቲ ኣየር፡ 65 ሰለማውያን ሰባት ተቐቲሎም፣ ኢትዮጵያ ኣሲራቶ ዝጸንሐት ኤርትራዊ ዘይሕጋዊ ኣዘዋዋሪ ሰብ ንሆላንድ ኣረኪባቶ ዝብሉ ሓደስቲ ዜናታት ጋዜጠኛ ሬድዮ ፐርሲቫል ማባሳ ኣብ ማእከላይ ከተማ ማኒላ ድሕሪ ምቕታሉ ስግኣታት ብዛዕባ ነጻነት ፕረስን ድሕነት ጋዜጠኛታትን ኣብ ፊሊፒንስ ኣልዒሎም ኣለዉ። ንሱ ሶኑይ ምሸት ጥይት ተተኲስዎ መይቱ፣ ቀታሊ ንምፍላጥ ገበናዊ መርመራታት ተበጊሶም ኣለዉ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ ኣብ ትግራይ ምስዝኸይድ ዘሎ ኲናት ተተሓሓዙ ሃገረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያናት ኤርትራ ነቲ ኵናት ዝኹንን መግለጺ ኣውጺኦም። ኣብ ዉሽጢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ነዚ ዘሎ ኣዕናዊ ኩነታት ዝኹንን መግለጺ የለን። ኣገልጋሊ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ቀሺ ዮናስ ነዚ መበገሲ ብምግባር እታ ቤተ ክርስትያን ክትገብሮ ትኽእል እንታይ ምዃኑን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት መሊሱልና ኣሎ። ኣልኮል ኣብ ኣውስትራሊያ ማሕበራዊ ህይወት ብዙሓት ሰባት ይጸሉ። ሕሉፍ መጠን ኣልኮላዊ መስተ ዝሰትዩ ሰባት ንርእሶምን ንኻልኦትን ኣብ ሓደጋ የእትዉ። ንፈትዎም ሰባት ምስ ዝኾኑ’ኸ ብኸመይ ክንሕግዞም ንኽእል፧ ኣብ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ መደብና ንድህስሶ

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ጥቅምቲ 2022) መንግስቲ ትግራይ ንሕብረት ኣፍሪካ ብዛዕባ’ቲ ዝርርብ ሰላም ዝምልከት መብርሂ ክህቦ ሓቲቱ፣ ፍርቂ ብጽሒት ዕደና ፖታሽ ኤርትራ ይሽየጥ ከም ዘሎ ተገሊጹ፣ ኣብ ዓዲ-ዳዕሮ ንኻልኣይ ግዜ ብዝተፈጽ መጥቃዕቲ ኣየር፡ 65 ሰለማውያን ሰባት ተቐቲሎም፣ ኢትዮጵያ ኣሲራቶ ዝጸንሐት ኤርትራዊ ዘይሕጋዊ ኣዘዋዋሪ ሰብ ንሆላንድ ኣረኪባቶ ዝብሉ ሓደስቲ ዜናታት ጋዜጠኛ ሬድዮ ፐርሲቫል ማባሳ ኣብ ማእከላይ ከተማ ማኒላ ድሕሪ ምቕታሉ ስግኣታት ብዛዕባ ነጻነት ፕረስን ድሕነት ጋዜጠኛታትን ኣብ ፊሊፒንስ ኣልዒሎም ኣለዉ። ንሱ ሶኑይ ምሸት ጥይት ተተኲስዎ መይቱ፣ ቀታሊ ንምፍላጥ ገበናዊ መርመራታት ተበጊሶም ኣለዉ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ ኣብ ትግራይ ምስዝኸይድ ዘሎ ኲናት ተተሓሓዙ ሃገረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያናት ኤርትራ ነቲ ኵናት ዝኹንን መግለጺ ኣውጺኦም። ኣብ ዉሽጢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ነዚ ዘሎ ኣዕናዊ ኩነታት ዝኹንን መግለጺ የለን። ኣገልጋሊ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ቀሺ ዮናስ ነዚ መበገሲ ብምግባር እታ ቤተ ክርስትያን ክትገብሮ ትኽእል እንታይ ምዃኑን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት መሊሱልና ኣሎ። ኣልኮል ኣብ ኣውስትራሊያ ማሕበራዊ ህይወት ብዙሓት ሰባት ይጸሉ። ሕሉፍ መጠን ኣልኮላዊ መስተ ዝሰትዩ ሰባት ንርእሶምን ንኻልኦትን ኣብ ሓደጋ የእትዉ። ንፈትዎም ሰባት ምስ ዝኾኑ’ኸ ብኸመይ ክንሕግዞም ንኽእል፧ ኣብ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ መደብና ንድህስሶ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now