ኣብ ኢንዶኖዥያ ጥራሕ ነፍሱ ንሓደ ገፋፊ ዓሳ ዝጎየየ ኣውስትራሊያዊ መንእሰይ፡ 25 ሽሕ ዶላር ከፊሉ ዕርቂ ፈጺሙ። (ዕለታዊ ዜና)
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብኣመንቲ እስልምና ተቓውሞ ተኻይዱ፡ ክልተ ሰባት ከምዝሞቱ ፖሊስ ሓቢሩ። ተመሳሳሊ ጾታ ዘለዎ ርክብን ወሲባዊ መልእኽትን ትሕዝቶ ዘለዎ ዝተሸለመ መጽሓፍ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ከይሽየጥ እግድ ክንበረሉ እዩ። ካናዳዊት ናይ ፖፕ ደራፊት ሰሊን ድዮን ፡ ብስእነት ጥዕና ክትገብሮ መዲባቶ ዝነበረት ናይ ዓለም ዑደታ ከምዝሰረዘቶ ኣፍሊጣ።
Share