SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (22 መስከረም 2022)

Live Podcast Ibro 1.JPG
ናይ ሎሚ ሓሙስ 22 መስከረም 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞ ምዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ፡ ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሕልፈት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ንምዝካር ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ናይ ሓዘን መዓልቲ ዊዒሉ ። ** መራሕቲ ዓለም ነቲ ናይ ሩስያ ፕረዚደንት ሩስያ ዕቑር ሰራዊቱ ብከፊል ናብ ኲናት ክወፍሩ ምእዛዙ መራሕቲ ዓለም ኮኒኖሞ ። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ሕብረት ኣውሮጳ፣ ጀርመን፣ ስዊድንን ካናዳን ኤርትራ ኣብ ውግእ ትግራይ ምእታዋ ተቓዊሞም። ኣመሪካ ብወገና ኤርትራ ሰራዊታ ናብ ትግራይ ምእታዎም ከም ትፈልጥ ገሊጻ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብወገኑ ኤርትራን ህወሓትን ውን ተሓተትቲ ክኾኑ ጸዊዑ። ቃለ መሕትት። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዕድሜኻ 18 ዓመት ምምላእ ኣብ ኣውስትራሊያ፥ በጽሒ ምዃን ዘለዎ ረብሓን ቃንዛን ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና።

ናይ ሎሚ ሓሙስ 22 መስከረም 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞ ምዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ፡ ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሕልፈት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ንምዝካር ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ናይ ሓዘን መዓልቲ ዊዒሉ ። ** መራሕቲ ዓለም ነቲ ናይ ሩስያ ፕረዚደንት ሩስያ ዕቑር ሰራዊቱ ብከፊል ናብ ኲናት ክወፍሩ ምእዛዙ መራሕቲ ዓለም ኮኒኖሞ ። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ሕብረት ኣውሮጳ፣ ጀርመን፣ ስዊድንን ካናዳን ኤርትራ ኣብ ውግእ ትግራይ ምእታዋ ተቓዊሞም። ኣመሪካ ብወገና ኤርትራ ሰራዊታ ናብ ትግራይ ምእታዎም ከም ትፈልጥ ገሊጻ. ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብወገኑ ኤርትራን ህወሓትን ውን ተሓተትቲ ክኾኑ ጸዊዑ። ቃለ መሕትት። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዕድሜኻ 18 ዓመት ምምላእ ኣብ ኣውስትራሊያ፥ በጽሒ ምዃን ዘለዎ ረብሓን ቃንዛን ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሎሚ ሓሙስ 22 መስከረም 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞ ምዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ፡ ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሕልፈት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ንምዝካር ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ናይ ሓዘን መዓልቲ ዊዒሉ ። ** መራሕቲ ዓለም ነቲ ናይ ሩስያ ፕረዚደንት ሩስያ ዕቑር ሰራዊቱ ብከፊል ናብ ኲናት ክወፍሩ ምእዛዙ መራሕቲ ዓለም ኮኒኖሞ ። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ሕብረት ኣውሮጳ፣ ጀርመን፣ ስዊድንን ካናዳን ኤርትራ ኣብ ውግእ ትግራይ ምእታዋ ተቓዊሞም። ኣመሪካ ብወገና ኤርትራ ሰራዊታ ናብ ትግራይ ምእታዎም ከም ትፈልጥ ገሊጻ. ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብወገኑ ኤርትራን ህወሓትን ውን ተሓተትቲ ክኾኑ ጸዊዑ። ቃለ መሕትት። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዕድሜኻ 18 ዓመት ምምላእ ኣብ ኣውስትራሊያ፥ በጽሒ ምዃን ዘለዎ ረብሓን ቃንዛን ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now