ናይ ሓሙስ 29 መስከረም 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብ ፖድካስት፥ ብምኽንያት በዓል መስቀል፡ ኣብ ከተማ ብርስቤን ናይ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ማርያም ኣገልገልቲ ምስዝኾኑ መንእሰያት ዲያቆናትን መዘምራንን ደጀን ፡ ኣቤልን ዲያና ሃብተን ብዛዕባ ተሳትፎ መንእሰያት ኣብ ሃይማኖትን ባህሊን፡ ዝገጥሙ ጸገማትን ኣፈታትሓኦም ዝተገብረ ዕላል። ኣሎና ኣብናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና። ሉኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣሎ ካብዝሓዞም ኣርእስታት እዞም ዝስዕቡ ይርከብዎ። ቀ/ሚ ኣብይ ካብ ስልጣን እንተሓዲጉ፣ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣምሪሩ ከም ዝበኽየሉ ተዛሪቡ ተባሂሉ። ፕረዚደንት ሶማልያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ የካይድ ኣሎ ኤርትራዊ-ስዊድናዊ ኣብ ዞባውን ከባብያውን መረጻታት ስዊድን ተዓዊቱ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብና፡ ክሳብ መወዳእታ መደብና ምሳና ከተምስዩ ንዕድም፡
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends