Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (08 መስከረም 2022)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ናይ ሓሙስ 8 መስከረም 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ልኡኽና እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻባት ሰዲዱና ኣሎ፡ አቶ ጌታቸው ረዳ መንግስቲ ኤርትራ ንዓዲግራት ብከቢድ ብረት ደብዲቡ ብ4 ኣንፈት ንውግእ ይዳሎ 'ሎ ኢሎም። ኣቶ የማነ ገ/መስቀል ህወሓት ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ክልውጥ ድሌት ኣለዎ ክብl’ከሎ ፤ ኣቶ ደመቀ መኮነን ድማ ትግራይ ንህወሓት መዐንደሪት ኣይክትከውንን ኢሉ። ካብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሱዳን ወተሃደራዊ ምልመላ ይግበር ከምዝነበረ ዝሕብር ሓበሬታ ከም ዝጸሖ ኮሚሽት ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ዝምልከት ጠንቁን ሳዕቤናቱን ምስ ክልተ ምሁራን ማለት ምስ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ከምኡ'ውን ምስ ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽ ካብ ካንቤራ ኣውስትራሊያ ዝሃብዎ ትንታነ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** ቅቡላትን ዘይቅቡላትን ኣበሃህላታትን ተግባርን ኣብ ኣውስትራሊያ”” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Share this with family and friends

ናይ ሓሙስ 8 መስከረም 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ልኡኽና እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻባት ሰዲዱና ኣሎ፡ አቶ ጌታቸው ረዳ መንግስቲ ኤርትራ ንዓዲግራት ብከቢድ ብረት ደብዲቡ ብ4 ኣንፈት ንውግእ ይዳሎ 'ሎ ኢሎም። ኣቶ የማነ ገ/መስቀል ህወሓት ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ክልውጥ ድሌት ኣለዎ ክብl’ከሎ ፤ ኣቶ ደመቀ መኮነን ድማ ትግራይ ንህወሓት መዐንደሪት ኣይክትከውንን ኢሉ። ካብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሱዳን ወተሃደራዊ ምልመላ ይግበር ከምዝነበረ ዝሕብር ሓበሬታ ከም ዝጸሖ ኮሚሽት ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ዝምልከት ጠንቁን ሳዕቤናቱን ምስ ክልተ ምሁራን ማለት ምስ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ከምኡ'ውን ምስ ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽ ካብ ካንቤራ ኣውስትራሊያ ዝሃብዎ ትንታነ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** ቅቡላትን ዘይቅቡላትን ኣበሃህላታትን ተግባርን ኣብ ኣውስትራሊያ”” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now