Source: Getty Imagesናይ ሎሚ ሓሙስ 02 ሰነ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞ ምዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቩ ኣሎ፡ ካብ ጸብጻብ ልኡኽና፥ መጽሄት ታይም፡ ኣብ 2022 ጸለውቲ ካብ ሞንጐ ዝኾኑ 100 ሰባት ዝሓረያ ፤ ዶ/ር ትምኒት ገብሩ ኣብ ትግራይ ምጥፋእ ዓሌት ወይ ጆኖሰደይድ ይፍጸሞ ኣሎ ብምባላ ምፍርራሓት ከም ዝሰዓባ ተዛሪባ። ንልዕሊ ሓደ ዘመን ኣብ መንጐ ዓደንጎዳን ኳዜንን ዝጸንሐ ናይ መሬት ክርክር፡ ብዕርቂ ተፈቲሑ። ቃለ መሕትት፥ ኣብ መንእሰያት እናሳዕረረ ዝኸይድ ዘሎ ምጥቃም ሓሽሽ/ድራግ ምስ ኣቶ ልኡል ፍስሃ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን “ስራሕ ኣብ ምንባይ ቆልዑ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ናይ ሎሚ ሓሙስ 02 ሰነ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞ ምዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቩ ኣሎ፡ ካብ ጸብጻብ ልኡኽና፥ መጽሄት ታይም፡ ኣብ 2022 ጸለውቲ ካብ ሞንጐ ዝኾኑ 100 ሰባት ዝሓረያ ፤ ዶ/ር ትምኒት ገብሩ ኣብ ትግራይ ምጥፋእ ዓሌት ወይ ጆኖሰደይድ ይፍጸሞ ኣሎ ብምባላ ምፍርራሓት ከም ዝሰዓባ ተዛሪባ። ንልዕሊ ሓደ ዘመን ኣብ መንጐ ዓደንጎዳን ኳዜንን ዝጸንሐ ናይ መሬት ክርክር፡ ብዕርቂ ተፈቲሑ። ቃለ መሕትት፥ ኣብ መንእሰያት እናሳዕረረ ዝኸይድ ዘሎ ምጥቃም ሓሽሽ/ድራግ ምስ ኣቶ ልኡል ፍስሃ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን “ስራሕ ኣብ ምንባይ ቆልዑ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና