ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (03 ሓምለ 2023)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ብ ዘቤታዊ ዓመጽ ግዜያዊ ቪዛ ዝሓዙ ሰባት ምስ ናይ ኣውስትራሊያ ዜጋታት ተመሳሳሊ ደረጃ ደገፍ ን መጀመርያ ካብ ፈደራል መንግስቲ ይረኽቡ ። * ሎሚ ንግሆ ፡ ኣብ ዘቤታዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሲድኒ ፡ ዓሰርተ ዝኸውን በረራ ከም እተሰረዘ ፡ ገለ ገያሾ ድማ ኣብቲ መዓርፎ ነፈርቲ ክሳዕ ዝበጽሑ ከም ዘይተነግሮም ገሊጾም ። ** ኤርትራ፡ ኣብ ዩኔስኮ ኣንጻር ኣመሪካ ከም ዘድመፀት ተሓቢሩ።
Share