ናይ ሎሚ ሰኑይ 3 ጥቅምቲ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ሰራዊት ትግራይ 'ልፍንታዊ ወራር' ንዝበሎ መልክዕ ንምትሓዝ ምምዕርራይ ከም ዝገበረ ኣፍሊጡ። በዓል ኢሬቻ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓራዊ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕነትን ኢትዮጵያ ገሊጹ። ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዘዕቈቡሎም መዓስከር ስደተኛታት ሱዳን በዲዶ ህበይ ተረኺቡ ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና: ምስ በክሪ ሑመድ ዝተገብረ ካል ኣይ ክፋልን ናይ መወዳእታን ኣሸገርቲ ቆልዑ፥ ዝሓለፍዎ ኩነታት ዘይምርዳእ ዝመጽእ ሳዕቤን ዝብል ሓደ ትህዝቶ ከም ኡውን ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ብዛዕባ ዓቐን እቲ ሊሒዂ ዝተባህለ ናይ ዓማዊል ሓበሬታ ብዝያዳ ንጹር ንኪገብሮ ን ኩባንያ ኦፕተስ ጸቕጢ ይግበረሉ ኣሎ ። ** ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ፡ ሩስያ ነቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ደው ከተብሎ ተማሕጺኖም ። ** ፐንሪዝ ኣብ ናይ N-R-L ናይ መወዳእታ ግጥም ወይ ግራንድ ፋይናል ንፓራማታ ስዒራታ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends