SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (04 ሓምለ 2022)

Live podcast SBS Tigrinya
Source: SBS Tigrinya

ናይ ሰኑይ 4 ሓምለ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ ምሉእ መደብ SBS ትግርኛ እዞም ዝስዕቡ ትሕዝቶ ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ፥ ካብ ጸብጻብ ልኡኽና ኮሌጅ ንግድን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን፡ ዓዲቀይሕ ልዕሊ 650 ተመሃሮ ኣመሪቑ። ኢትዮጵያ ካብ ዓርቢ ጀሚራ እተቋርጾ ሓገዝ ዋጋ ነዳዲ ፤ ነቲ ከቢዱ ዘሎ ዓጸቦ መነባብሮ ከየጋድድ ተሰጊኡ። ኣብ ጁቡቲ ዝርከቡ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ኣብ ዓጸቦ ከም ዘለዉ ተዛሪቦም። ኣብ ቃለ መሕትት፥ ብዛዕባ ዕድላት ስራሕ ፖሊስ ን ኣፍሪቃዊያን መንእሰያት ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልኦት ትሕዝቶታትን ቀሪብና ኣለና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሰኑይ 4 ሓምለ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ ምሉእ መደብ SBS ትግርኛ እዞም ዝስዕቡ ትሕዝቶ ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ፥ ካብ ጸብጻብ ልኡኽና ኮሌጅ ንግድን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን፡ ዓዲቀይሕ ልዕሊ 650 ተመሃሮ ኣመሪቑ። ኢትዮጵያ ካብ ዓርቢ ጀሚራ እተቋርጾ ሓገዝ ዋጋ ነዳዲ ፤ ነቲ ከቢዱ ዘሎ ዓጸቦ መነባብሮ ከየጋድድ ተሰጊኡ። ኣብ ጁቡቲ ዝርከቡ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ኣብ ዓጸቦ ከም ዘለዉ ተዛሪቦም። ኣብ ቃለ መሕትት፥ ብዛዕባ ዕድላት ስራሕ ፖሊስ ን ኣፍሪቃዊያን መንእሰያት ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልኦት ትሕዝቶታትን ቀሪብና ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now