ናይ ሎሚ ሰኑይ 5 ታሕሳስ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ድሕሪ ዜና ዝህልዉና መደባት እዞም ዝስዕቡ እዮም፡ ጎስጓስ ጸረ መላኖማ ብ ቲክቶክ ፥ ነዚ ኣመልኪትና ሓደ ትሕዝቶ ከነቕርብ ኢና። ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኣርእስታት ዜና ዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮምያን ኣብ ኦሮምያ ብዝኸፈቱዎ ውግእ ጉድኣት ይስዕብ ከም ዘሎ ተሰሚዑ። ሰራዊት ትግራይ ካብ 65% መስመራት ውግእ ከም ዝወጸ ተገሊጹ። ኣብ ትግራይ ባንክ ንምኽፋት ምቅርራባት ከምዘሎ ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣሜሪካ ንኤርትራ ካብ ኣፍሪቃ ብምጭቋን ሃይማኖት ከሲሳታ። ሓሙሻይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ብጹእ ወቅዱስ ኣቡን ቀዳማዊ ቄርሎስ ኣብ ዓሪፎም። ኣብ ክፍለ ግዝኣት ቪክቶሪያ ዝተገብረ ምርጫ ብፕሪሜር ዳኒኤል ኣንድሪውስ ዝምራሕ ሰልፊ ለበር ንሳልሳይ እብረ ተመሪጹ መንግስቲ የቕውም ኣሎ። ምስዚ ዝትተሓሓዝ ሕቶታት ኣቶ ያሲር ዓብደልርሒም መሊሱልና ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ትሕዝቶታትንውን ኣለዉ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends