SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (05 ግንቦት 2022)

Live podcast SBS Tigrinya
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ ** ናይ ደሴት Solomon ላዕለዋይ ኮሚሽነር ኣብ ኣውስትራሊያ ሃገሩ ኣብ መንጎ ኣውስትራሊያን ቻይናን ዘሎ ዉጥጥ ክትቅርቀር ከምዘይትደሊ ገሊጹ። ** ናይ ዲየጎ ማራዶና ዝኣረገ ማልያ ብጨረታ 12.5 ሚልዮን ዶላር [ኣውስትራልያ] ተሸይጡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝዕቡ ኣርእስታት ይርከብዎም፥ ኬንያ ሰራዊታ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣዋፊራ። ኣብ ኢትዮጵያ 446 ፋብሪካታት ከም ዝተዓጽዋ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ ኣብ ጣሻ ብምዝዋር ዝርከብ ሓይሊ ተፈጥሮ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ ክኸውን። ኣብ ቃለ መሕትት መደብና ምስ ድምጻዊ ኣሕመድ ኣብደልርሒም ዝገበርናዮ ዕላል ከነቕርብ ኢና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ ** ናይ ደሴት Solomon ላዕለዋይ ኮሚሽነር ኣብ ኣውስትራሊያ ሃገሩ ኣብ መንጎ ኣውስትራሊያን ቻይናን ዘሎ ዉጥጥ ክትቅርቀር ከምዘይትደሊ ገሊጹ። ** ናይ ዲየጎ ማራዶና ዝኣረገ ማልያ ብጨረታ 12.5 ሚልዮን ዶላር [ኣውስትራልያ] ተሸይጡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝዕቡ ኣርእስታት ይርከብዎም፥ ኬንያ ሰራዊታ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣዋፊራ። ኣብ ኢትዮጵያ 446 ፋብሪካታት ከም ዝተዓጽዋ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ ኣብ ጣሻ ብምዝዋር ዝርከብ ሓይሊ ተፈጥሮ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ ክኸውን። ኣብ ቃለ መሕትት መደብና ምስ ድምጻዊ ኣሕመድ ኣብደልርሒም ዝገበርናዮ ዕላል ከነቕርብ ኢና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now