ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (06 ሰነ 2022)

SBS Tigrinya News

Source: Getty Images

ሎሚ ሰኑይ 6 ሰነ 2022 ብናይ ኣቆጻጽራ ሰዓት ስቱድዮና ስቱድዮ መልበርን አውስትራሊያ ልክዕ ሰዓት 6 ናይ ሚሸት እዩ፡ ድሕሪ ዜና ዝህልዉና መደባት እዞም ዝስዕቡ እዮም፡ ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ትግራይ ከይዕረቕ መንግስቲ ኤርትራ ዕንቅፋት ኮይኑዎ ከም ዝበለ ተሰሚዑ። ኣሜሪካ ብወገና ነቲ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ትግራይን ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ መስርሕ ሰላም ንዝዕንቅፍ ኣካል ከም ትኹንን ሓቢራ ኣላ። መጠን ዕቤት ሆቴል ቱሪዝም ኢትዮጵያ ብ29 ሚኢታዊት ነክዩ። ክብሪ መነባብሮ ንሂርሉ ኣብዘሎ እዋን፡ ወጻኢታት ናብራ ንምጉዳል ዝሕግዙ ምኽሪታት ዝሓዘ መደብን፡ ዉዕሎ ኩናት ዩክሬን ዝገልጽ ኲናት ዩክሬን ቀጺሉ፡ ድሕሪ ብዙሕ ሳምንታት ኬቭ ተጠቒዓ፡ ዝብል ኣርእስቲ ናይ ዜና ትንታነ ኣለና ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ትሕዝቶታትንውን ኣለዉ። ኣርእስታት ዜና፥ ** መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ኣውስትራሊያ ፒተር ዳተን ፡ ናይ ተቓውሞ/ጽላሎት ካቢነ ሚኒስተራቱ ኣፍሊጡ። ** ኣብ ናይጀርያ ዕጡቓት ኣብ ግዝኣት ኦንዶ ዝርከብ ቤተ ክርስትያን ኣብ እዋን ቅዳሲ ብጃምላ ድሕሪ ምጥቃዖም ፡ ብውሕዱ 50 ሰባት ቐቲሎም ፡



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (06 ሰነ 2022) | SBS Tigrinya