SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 መስከረም 2022)

SBS Tigrinya Live Program Catch Up 1.jpg

ናይ ሰኑይ 05 ነሓሰ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና ፡ ዜና፡ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ 50 ዓመታት ባንክታታ ንናይ ግዳም ኣውፈርቲ ክፉት ክኸውን ወሲና። ልዕሊ 6500 ምሩኻት ወተሃደራት ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣትዮም ተባሂሉ። ኣብ ኤርትራ ልዕሊ ንቡር ዝናብ ከም ዝተመዝገበ ሚንስትሪ ሕርሻ ሓቢሩ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና፡ ዝሓለፈ እዋን ዝጀመርናዮ ምስ ዶ/ር ይፍደኣምላክ ተስፋማርያም ካል ኣይን መወዳእታን… ኣብዚ ሰሙን ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሚዲያታት ከምኡውን ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሰኑይ 05 ነሓሰ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና ፡ ዜና፡ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ 50 ዓመታት ባንክታታ ንናይ ግዳም ኣውፈርቲ ክፉት ክኸውን ወሲና። ልዕሊ 6500 ምሩኻት ወተሃደራት ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣትዮም ተባሂሉ። ኣብ ኤርትራ ልዕሊ ንቡር ዝናብ ከም ዝተመዝገበ ሚንስትሪ ሕርሻ ሓቢሩ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና፡ ዝሓለፈ እዋን ዝጀመርናዮ ምስ ዶ/ር ይፍደኣምላክ ተስፋማርያም ካል ኣይን መወዳእታን… ኣብዚ ሰሙን ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሚዲያታት ከምኡውን ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now