SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ሕዳር 2022)

Live Podcast SBS Tigrinya

ናይ ሰኑይ 7 ሕዳር 2022 ምሉእ ሰዓት መደብ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ “ኣብ ካይሮ ዝግበር ዓለማዊ ዋዕላ ክሊማን ትጽቢታትን” ብዝብል ኣርእስቲ ሓደ ጸብጻብ ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታቶም፥ ምፍታሕ ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ ከቢድ ተቓውሞ ገጢሙዎ። መንግስቲ ኢትዮጵያን ንኣፈታትሓ እቲ ዕጥቂ ዝምልከት ዝርርብ ኣብ ኬንያ ከም ዝካየድ ገሊጹ ኣሎ። ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ንሓንቲ ካብ ፖለቲካዊ ጽልዋ ዘሕድራ ከተማታት ኦሮምያ ዝኾነት ነቀምት ተቖጻጺሩ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ንክፍሊት 2% ካብ ዳያስፖራ ኣመልኪቱ ዝቐረበሉ ክሲ ነጺጉዎ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጂሚዕ ብዛዕባ ቁጠባዊ ቅልውላው፡ ክብሪ መነባብሮን ዝምልከት ዝገበርናዮ ካልኣይ ክፋል ክቐርብ እዩ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልእ ትሕዝቶታትውን ። ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜና፥ ** መራሕቲ ዓለም ናይ ኮፕ-27 ዝካየድ ዋዕላ ለውጢ ክሊማ ኣብ ግብጺ ጀሚሩ ** ኣውስትራሊያዊያን ኣብዚ ዓመት እዚ ናይ 4 ቢልዮን ዶላር ብዲጂታዊ ስርቂ ወይ ስካመራት ገንዘቦም ክስእኑ ተኽእሎ ከም ዘሎ ፡ ፈደራል መንግስቲ ኣጠንቂቑ ። ** ሓንቲ ናይ ተጓዓዝቲ መገዲ ኣየር ታንዛንያ፡ ኣብ ቀላይ ቪክቶርያ ጥሒላ ፡ እንተ ወሓደ 19 ሰባት ሞይቶም ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሰኑይ 7 ሕዳር 2022 ምሉእ ሰዓት መደብ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ “ኣብ ካይሮ ዝግበር ዓለማዊ ዋዕላ ክሊማን ትጽቢታትን” ብዝብል ኣርእስቲ ሓደ ጸብጻብ ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታቶም፥ ምፍታሕ ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ ከቢድ ተቓውሞ ገጢሙዎ። መንግስቲ ኢትዮጵያን ንኣፈታትሓ እቲ ዕጥቂ ዝምልከት ዝርርብ ኣብ ኬንያ ከም ዝካየድ ገሊጹ ኣሎ። ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ንሓንቲ ካብ ፖለቲካዊ ጽልዋ ዘሕድራ ከተማታት ኦሮምያ ዝኾነት ነቀምት ተቖጻጺሩ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ንክፍሊት 2% ካብ ዳያስፖራ ኣመልኪቱ ዝቐረበሉ ክሲ ነጺጉዎ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጂሚዕ ብዛዕባ ቁጠባዊ ቅልውላው፡ ክብሪ መነባብሮን ዝምልከት ዝገበርናዮ ካልኣይ ክፋል ክቐርብ እዩ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልእ ትሕዝቶታትውን ። ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜና፥ ** መራሕቲ ዓለም ናይ ኮፕ-27 ዝካየድ ዋዕላ ለውጢ ክሊማ ኣብ ግብጺ ጀሚሩ ** ኣውስትራሊያዊያን ኣብዚ ዓመት እዚ ናይ 4 ቢልዮን ዶላር ብዲጂታዊ ስርቂ ወይ ስካመራት ገንዘቦም ክስእኑ ተኽእሎ ከም ዘሎ ፡ ፈደራል መንግስቲ ኣጠንቂቑ ። ** ሓንቲ ናይ ተጓዓዝቲ መገዲ ኣየር ታንዛንያ፡ ኣብ ቀላይ ቪክቶርያ ጥሒላ ፡ እንተ ወሓደ 19 ሰባት ሞይቶም ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now