SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (09 ሰነ 2022)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ናይ ሎሚ ሓሙስ 09 ሰነ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞ ምዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቩ ኣሎ፡ ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ፈደራላዊ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ናይ ፓስፖርት መስርሕ ዘሎ ነዉሕ ናይ ምጽባይ ግዜ ነቲ ቅድሚኡ ዝነበረ መንግስቲ ይወቅስ። ** ኣብ ምዕራብን ደቡባዊን ግዝኣታት ሱዳን ብዝተፈላለዩ ምክንያት ብዝተላዕለ ግጭት 27 ሰባት ከምተቐትሉ ተፈሊጡ። ካብ ጸብጻብ ልኡኽና፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንትግራይ በጀት ሰሊዑ። ኣሜሪካ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ክቀላጠፍ ንዝጸዓሩ ሞጒሳ። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ምምሕያሽ ከም ዘየምጸአት። ኣብ ትግራይ ዘሎ ረሃብ ብኣዋጅ ኮይኑ ከይቃላዕ ዝተኸልከለ ከም ዝተኸልከለ ተገሊጹ። ቃለ መሕትት፥ ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ስነ ሕብረተሰብን ቁጠባን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ኣድላይነት ቅድሚ ሞት ለበዋ ምግዳፍ ወይ ምንዛዝ ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now