SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (09 ግንቦት 2022)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣውስትራልያዊያን ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ፡ ንሕሙማት መንሽሮ ደም ፡ ካብ ተጻዋርነት መድሃኒት ዝከላኸል ሓድሽ ሕክምና ብምርካቦም ፡ ንሕሙማት ካንሰር ተስፋ ዝህብ ርኽበት ተባሂሉ ። ** ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰንን መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ኣንቶኒ ኣልባነስን ኣብቲ ብ 9 ኔትዎርክ እተወደበ ናይ ምርጫ ክትዕ ፡ ንኻልኣይ ግዜ ተራኺቦም ተኻቲዖም። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻባት ኣርእስታቶም፥ ኣማኻሪ ፕረዚደንትን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ምስ ኤርትራውያን ነበርቲ ጁባን ከባቢኣን ሰሚናር ኣካይዱ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ምጥፋእ ዓሌት መርትዖታቱ ንምስዋር ኣስከሬናት ይቃጸሉ ኣለዉ ተባሂሉ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠሙ ሃይማኖታዊ ጎንጺታት ብዘይወገናዊ ኣካል ክምርመሩ ሓቲቱ። ቃለ ምሕትት፥ ኣቶ ግርማይ ገብረመድህን ኣብ ማሕበረሰብ ኲንስላንድ ብዘበርከቶ ወለንታዊ ስራሕን ናይ ኮሙዩኒትይ ኣገልግሎትን ብ Afriqueensland ክሽለም በቒዑ ኣሎ። ብዛዕባቲ ዝረኸቦ ሽልማትን ዝገብሮም ንጥፈታትን ኣዕሊሉና ኣሎ።ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብዩ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ’ውን ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now