ንሎሚ ሰኑይ 10 ሰነ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ትካላት ሕቡራት ሃገራት ግቡእ ምላሽ ብዘይምሃቦም ክሳብ 800ሽሕ ሰባት ሞይቶም ተባሂሉ ኢትዮጵያ ካብ ባንክ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለም IMFን 7 ቢልዮን ዶላር ንምልቃሕ ኣብ ዝርርብ ከም ትርከብ ተሰሚዑ። ዝብሉን ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና ክቐርብ እዩ። ብዛዕባ ገንዘብ፡ ልቓሕ፡ መንበሪ ገዛ ምግዛእን ዝተተሓሓዘ ሓድሽ መደብ፡ ገንዘብን ህይወትን ዝብል ከነቕርብ ኢና። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና ። ኣርእስታት ዜና፥ ኣባል ካቢነ ሚኒስተራት ኲናት እስራኤል በኒ ጋንትዝ ብፍቓዱ ካብቲ ካቢነ ተሰናቢቱ፣ ሎሚ ልደት ንጉስ ኣብ ዝበዓለሉ ዘሎ ዝተፈላለዩ ሰባት ተሸሊሞም። ልኡኽ "ቁጠባዊ ኮምሽን ሕቡራት ሃገራት ንኣፍሪቃ" ኣብ ኣስመራ ዑደት ኣካይዱ፡
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends