ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ጥቅምቲ 2022)
ናይ ሎሚ ሰኑይ 10 ጥቅምቲ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞም ዝስዕቡ ትሕዝቶ ኣለዎ፡ ጸብጻብ ሉኡኽ፥ ግጭት ትግራይ ዘቤታዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ'ዩ" መግለጺ መንግስቲ ኤርትራ ቃለ መሕትት፥ ሓጸርቲ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ን ካልእ ትሕዝቶን ቀሪብና ኣለና።
Share
SBS World News