ናይ ሎሚ ሰኑይ 13 ለካትት 2023 ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ምሉእ ትሕዝቶ ፡ *ኣብ እዋን ዉግእ ባጽዕ ካብዝተሳተፋ ክፍላተ ሰራዊት ሓንቲ ዝኾነት ክፍለ ሰራዊት 70 ኣባል ኮይኑ ኣብቲ ዉግእ ዝተሳተፈ ሙሴ ሃይለዝጊ፡ ተመኮሮኡ ኣብቲ ዉግእን ዘጋጠመ ኩነታትን ንድሕሪት ተመሊሱ ኣካፊሉና ኣሎ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ፡ *ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ኤርትራን ክተጋጩ ትጽዕር ኣላ ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከሲሱ። ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ውሱን ዕላማ ዝውዕል ማዕቀብ ክግበር ሂዩማን ራይትስ ዎች ፀዊዑ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ዝብሉን ካልእ ትሕዝቶታትን ክቐርብ እዩ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends