SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (13 ሰነ 2022)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ናይ ሎሚ ሰኑይ 13 ሰነ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ እዞም ዝስዕቡ ይርከብዎም፡ ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኣብ ኤርትራ፣ መደበር ጥዕና ሓሊብመንተል፡ ኣብ ክትትል ቅድመ-ሕርሲ ዝምስገን ኣበርክቶ ትገብር ኣላ ተባሂሉ። ኢትዮጵያውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ንወደብ በርበራ ክግልገሉሉ ከም ዝተጸገሙ ገሊጾም። ኤርትራ ንዜጋታት ሓገዝ ከይረኽቡ ብምክልኻል ተወቒሳ። ቃለ መሕትት ምስ ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ስነ ሕብረተሰብን ቁጠባን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ መሊሱ ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ትሕዝቶታትንውን ኣለዉ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ሓላፊ ዉድብ ንግዲ ዓለም: ን 164 ኣባላተ ሃገራት እቲ ዉድብ ነቲ ኣብ ዩክረይን ብዘሎ ውግእ ዝስዕብ ጥሜት ንምቍጽጻር ስጕምቲ ክወስዳ ተማሕጺኑ ። ** ኣብ ፈረንሳ ንዝግበር ምርጫታት ባይቶ ፡ ምሃብ ድምጺ ጀሚሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሎሚ ሰኑይ 13 ሰነ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ እዞም ዝስዕቡ ይርከብዎም፡ ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኣብ ኤርትራ፣ መደበር ጥዕና ሓሊብመንተል፡ ኣብ ክትትል ቅድመ-ሕርሲ ዝምስገን ኣበርክቶ ትገብር ኣላ ተባሂሉ። ኢትዮጵያውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ንወደብ በርበራ ክግልገሉሉ ከም ዝተጸገሙ ገሊጾም። ኤርትራ ንዜጋታት ሓገዝ ከይረኽቡ ብምክልኻል ተወቒሳ። ቃለ መሕትት ምስ ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ስነ ሕብረተሰብን ቁጠባን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ መሊሱ ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ትሕዝቶታትንውን ኣለዉ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ሓላፊ ዉድብ ንግዲ ዓለም: ን 164 ኣባላተ ሃገራት እቲ ዉድብ ነቲ ኣብ ዩክረይን ብዘሎ ውግእ ዝስዕብ ጥሜት ንምቍጽጻር ስጕምቲ ክወስዳ ተማሕጺኑ ። ** ኣብ ፈረንሳ ንዝግበር ምርጫታት ባይቶ ፡ ምሃብ ድምጺ ጀሚሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now