SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ 14 መጋቢት 2022

Live podcast SBS Tigrinya
Source: Getty Images/SBs

ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ግብጽን ፈረንሳይን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣሳሊጠን። ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈዎርቂ፡ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣምባሳድር ዡ ቢንግ ተዘራሪቡ። እቲ ብወተሃደራት ኢትዮጵያ ብህይወቱ እንከሎ ብሓዊ ተጠቢሲ ዝተቐትለ ግዳይ ትግራዋይ ምዃኑ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣረጋጊጹ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** ንርእስኻ ካብ ብኦንላይን ዝመጽእ ምትላል ብኸመይ ተኸላኸል፧ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን። ኣብዚ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት፥** * ኢትዮጵያን ጋናን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየደኦ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ንዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ት20 መንእሰያት ጋና ብገፊሕ 3-0 ተዓዊተን፣* ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ዝተሳተፈሉ መበል 80 ዓመታዊ ቅ/ብ ፓሪስ ኒስ 59 ተቐዳደምቲ ጥራይ ውራዮም ድሕሪ ምጥንቓቖም ዝወሓዱ ተቐዳደምቲ ኣብ ሓፈሻዊ ምድባት ዝወድእሉ ብምዃን ተዛዚሙ፣* ቃለ መሕትት፥ ምሽራው ኤርትራ ምስ ራሻ፡ ጽልዋ ኲናት ዩክሬን ኣብ ኲናት ትግራይን ሳዕቤኑን። ዘተ ምስ ዶ/ር ኪዳነን ዶ/ር ቶማስን ካልእን .........

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now