SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (16 ሰነ 2022)

News
Source: Getty Images

ናይ ሎሚ ሓሙስ 16 ሰነ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞ ምዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ፡ ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሓይሊ ኤለክትሪክ ከምዘየቋርጽ እምንቶ ከምዘለዎ ናይ ፈደራል ጸዓት ሚኒስተር ክሪስ ቦወን ገሊጹ። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ዶክተር ደብረጽዮን፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ዘይወጽእ እንተኾይኑ ኲናት ከም ዝቕጽል ተዛሪቡ። ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝቐረበ ነቐፌታ ኣንጻር መሰል ርእሰ ምክልኻል ብምባል ተቓዊማቶ: ብምኽንያት ሰሙን ወይ ቅነ ስደተኛታት ዕዱምና ኣቶ ኬነዲ ወልደማርያም ተቐማጢ መልበርን እዩ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ቅነ ስደተኛታት፡ ተሞክሮን ብዙሕነትን ማሕበረሰብ ስደተኛታት ንምጽምባል ዕድል ዝፈጥር ቅነ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሎሚ ሓሙስ 16 ሰነ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞ ምዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ፡ ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሓይሊ ኤለክትሪክ ከምዘየቋርጽ እምንቶ ከምዘለዎ ናይ ፈደራል ጸዓት ሚኒስተር ክሪስ ቦወን ገሊጹ። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ዶክተር ደብረጽዮን፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ዘይወጽእ እንተኾይኑ ኲናት ከም ዝቕጽል ተዛሪቡ። ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝቐረበ ነቐፌታ ኣንጻር መሰል ርእሰ ምክልኻል ብምባል ተቓዊማቶ: ብምኽንያት ሰሙን ወይ ቅነ ስደተኛታት ዕዱምና ኣቶ ኬነዲ ወልደማርያም ተቐማጢ መልበርን እዩ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ቅነ ስደተኛታት፡ ተሞክሮን ብዙሕነትን ማሕበረሰብ ስደተኛታት ንምጽምባል ዕድል ዝፈጥር ቅነ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now