SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ነሓሰ 2022)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ናይ ሎሚ ሓሙስ 18 ነሓሰ 2022 ናይ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ምሉእ ትሕዝቶ፥ ኣርእስታት ጽብጻብ፣ ወተሃደራዊ ኮማንድ ትግራይ: መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ በይኑ ዝወሰኖ ምቁራጽ ተኹሲ ከም ዘፍረሶ ኣፍሊጡ። ህዝቢ ትግራይ ብመንግስቱ ኣብ ዓለም ዝኸፍአ ጭካነ ይፍጸሞ'ሎ ክብሉ ዋና ዳይረክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛሪቦም። ኣብ ሱዳን ንኤርትራዉያን ዒላማ ዝገበረ በደላት ይወርድ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ሓድሽ ናይ ትግርኛ መዝገበ ቓላት (ዲክሽነሪ) ኣፕ፡ ኣብ ምንታይ ኩነታት ኣሎ፧ ኢንጂኔር ኪፍላይ መሊሱልና ኣሎ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ናይ ቀደም ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ብሕቡእ ናይ ብዙሓት ምኒስተራት ስራሕ ጠቕሊሉ ብሕቡእ ዝተሸሞሉ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዛራብ ዛዕባ ኮይኑ ይቕጽል... ** ኣብ ኣውስትራሊያ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናብ 3.4 ሚኢታዊት ከምዝጎደለ ፤ ኣብዝሓለፈ ወርሒ 20,000 ስራሓት ወሲኹ ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ካልእን ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሎሚ ሓሙስ 18 ነሓሰ 2022 ናይ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ምሉእ ትሕዝቶ፥ ኣርእስታት ጽብጻብ፣ ወተሃደራዊ ኮማንድ ትግራይ: መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ በይኑ ዝወሰኖ ምቁራጽ ተኹሲ ከም ዘፍረሶ ኣፍሊጡ። ህዝቢ ትግራይ ብመንግስቱ ኣብ ዓለም ዝኸፍአ ጭካነ ይፍጸሞ'ሎ ክብሉ ዋና ዳይረክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛሪቦም። ኣብ ሱዳን ንኤርትራዉያን ዒላማ ዝገበረ በደላት ይወርድ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ሓድሽ ናይ ትግርኛ መዝገበ ቓላት (ዲክሽነሪ) ኣፕ፡ ኣብ ምንታይ ኩነታት ኣሎ፧ ኢንጂኔር ኪፍላይ መሊሱልና ኣሎ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ናይ ቀደም ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ብሕቡእ ናይ ብዙሓት ምኒስተራት ስራሕ ጠቕሊሉ ብሕቡእ ዝተሸሞሉ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዛራብ ዛዕባ ኮይኑ ይቕጽል... ** ኣብ ኣውስትራሊያ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናብ 3.4 ሚኢታዊት ከምዝጎደለ ፤ ኣብዝሓለፈ ወርሒ 20,000 ስራሓት ወሲኹ ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ካልእን ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now