SKIP TO MAIN CONTENT

ቅጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (18 ሓምለ 20220

News
Source: Getty Images

ናይ ሰኑይ 18 ሓምለ 2022 ሰዓት 6 ናይ ሚሸት ምሉእ መደባት ፡ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ 3.4 ቢልዮን ብር ንኣርባዕተ ዩኒቨርሲታት ትግራይ ከም ዝሰለዐ ገሊጹ። ሱዳን ኣብ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ግዝኣታ ሰዓታት እቶ እቶ ኣዊጃ። ኣብ ኤርትራ ሕጽረት ኤለትሪክን ማይን ኣብ ዘሻቕል ኩነታት ከም ዘሎ ተሓቢሩ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣለና ከነቕርቦ ኢና፣ ሓድሽ ፕረሲደንት ሶማልያ ናብ ኤርትራ ምብጻሑን ንክልቲኤን ሃገራት ዘለዎ ትርጉምን እንታይ እዩ፧ ድሕሪ ናብ ሃገሩ ምምላሱ ህዝቢ ሶማል ብፍላይ ድማ ስድራ እቶም ደቀን ክዕስከሩ ናብ ኤርትራ ዝኸዳ እንታይ መልሲ ሒዙሎም’ዩ ዝኸይድ ዘሎ፧ ዝብሉን ካልእ ዞባዊ ጽልዋታትን ዝምልከት ምስ ሳልሕ ቓዲ ጆሃር ዝተገብረ ቃለ መሕትት ኣለና። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልእ ትሕዝቶንውን ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሰኑይ 18 ሓምለ 2022 ሰዓት 6 ናይ ሚሸት ምሉእ መደባት ፡ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ 3.4 ቢልዮን ብር ንኣርባዕተ ዩኒቨርሲታት ትግራይ ከም ዝሰለዐ ገሊጹ። ሱዳን ኣብ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ግዝኣታ ሰዓታት እቶ እቶ ኣዊጃ። ኣብ ኤርትራ ሕጽረት ኤለትሪክን ማይን ኣብ ዘሻቕል ኩነታት ከም ዘሎ ተሓቢሩ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣለና ከነቕርቦ ኢና፣ ሓድሽ ፕረሲደንት ሶማልያ ናብ ኤርትራ ምብጻሑን ንክልቲኤን ሃገራት ዘለዎ ትርጉምን እንታይ እዩ፧ ድሕሪ ናብ ሃገሩ ምምላሱ ህዝቢ ሶማል ብፍላይ ድማ ስድራ እቶም ደቀን ክዕስከሩ ናብ ኤርትራ ዝኸዳ እንታይ መልሲ ሒዙሎም’ዩ ዝኸይድ ዘሎ፧ ዝብሉን ካልእ ዞባዊ ጽልዋታትን ዝምልከት ምስ ሳልሕ ቓዲ ጆሃር ዝተገብረ ቃለ መሕትት ኣለና። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልእ ትሕዝቶንውን ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now