SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ፈነወ SBS ትግርኛ (18 መጋቢት 2022)

Live podcast SBS Tigrinya
Source: Getty Images

ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ናይ ዩክሬን ፕረሲደንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንኮንግረስ ኣመሪካ መደረ ኣስሚዑ **ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንመራሒ ራሻ ቪላድሚር ፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ክብል ጸዊዕዎ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ንትግራይ ዝኸውን 95 ሜትሪክ ቶን መድሓኒናት ተዳልዩ መገዲ ተዓጽዩዎ ይጽበ ከም ዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ስም ህወሓት ካብ መዝገብ ግብረ-ራዕዲ ክእለ ክለዓል ዓረና ትግራይ ንዴምክራስን ሉኣላውነትን ፀዊዑ። እስራኤል ካብ ኢትዮጵያ ንበዓል ትንሳኤ ዘኽብሩ ገያሾ ከይመጹዋ ከልኪላ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** “ምልክታት ሕማም ልቢን፡ ክግበሩ ዝግባእ ስጉምቲታትን” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን። ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፥** ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ብብዝሒ ዘዛረቡ ዛዕባታት፡ ጉዳይ ድምጻዊ ፍጹም በራኺ፡ ኣብ ቤንሻንጉል ብሓዊ ክቃጸሉ ዝተገብሩ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈጸመ ዘሐዝን ድንገትን ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ኣብ ኮንተይነር መኪና ኣትዮም ክሓልፉ ዝፈተኑ ዝሞቱ መንእሰያትን።ካልእን .........

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now