SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022)

Live podcast SBS Tigrinya
Source: Getty Images

ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣውስትራሊያ ካብ ነሓሰ 1974 ጀሚሩ ዝተሓተ ሽቕለት ኣልቦነት ናብ 3.9 ሚኢታዊት ወሪዱ ኣሎ ። ** ው/ሕቡራት ሃገራት ፡ እቲ ኣብ ዩክረይን ዘሎ ውግእ ፡ ዓለምለኻዊ ፊናንሲያዊ ትካላት ኢዶም እንተ ዘየእትዮም ፡ ዓለማዊ ቅልውላው ምግቢ ኸለዓዕል ከም ዝኽእል ኣጠንቂቑ ። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ካብ ግንባራት መኸተ ዝነቐለት ሽግ ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ሰፈር ልምዓት ድሙቕ ኣቀባብላ ከም ዝተገብረላ ተሓቢሩ። ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ትፍትሾ ከም ዘላ ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ ክኸውን። ብዛዕባ ምርጫ ኣውስትራሊያ ዝተሓሓዝ ንሰልፊ ሓምላይ ወይ ግሪንስ ዘፋልጥ መደብ ኣለና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣውስትራሊያ ካብ ነሓሰ 1974 ጀሚሩ ዝተሓተ ሽቕለት ኣልቦነት ናብ 3.9 ሚኢታዊት ወሪዱ ኣሎ ። ** ው/ሕቡራት ሃገራት ፡ እቲ ኣብ ዩክረይን ዘሎ ውግእ ፡ ዓለምለኻዊ ፊናንሲያዊ ትካላት ኢዶም እንተ ዘየእትዮም ፡ ዓለማዊ ቅልውላው ምግቢ ኸለዓዕል ከም ዝኽእል ኣጠንቂቑ ። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ካብ ግንባራት መኸተ ዝነቐለት ሽግ ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ሰፈር ልምዓት ድሙቕ ኣቀባብላ ከም ዝተገብረላ ተሓቢሩ። ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ትፍትሾ ከም ዘላ ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ ክኸውን። ብዛዕባ ምርጫ ኣውስትራሊያ ዝተሓሓዝ ንሰልፊ ሓምላይ ወይ ግሪንስ ዘፋልጥ መደብ ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now