SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ናይ ሰኑይ 20 ሰነ 2022 ናይ ሓደ ሰዓት መደብና እዞም ዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ፡ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ *ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። *1.5 ሚልዮን ብሰንኪ ኲናት ትግራይ ተመዛቢሎም ዝነበሩ ሰባት ናብ ቦትኦም ከም ዝተመልሱ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብ ኤርትራ 20 ሰነ በብዓመቱ፡ ንሃገሮም ክብሉ ዝተሰዉኡ ዝዝከሩላ መዓልቲ እያ። በዚ ምኽንያት፡ ብፍላይ ኣብ ስነዳ ስዉኣት ዝነጥፍ ምስ ተጋዳላይ መስፍን መንግስቱ ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት። ኣርእስታት ዜና፡ ** ኣብዚ ዓለም ለኸ መዓልቲ ስደተኛታት [ሰኑይ 20 ሰነ] ዝኽበረሉ ዘሎ ፤ ኣብ ኣውስትራሊያ ብግዚያዊ ቪዛ ዝነብሩ ዘለዉ ስደተኛታት ፤ መንግስቲ ፌደራል ቀዋሚ ቪዛ ክህቦም ጻዊዒት ቀሪቡ ። ** ናይ ፈረንሳይ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ኤሊሳቤት ቦርንየ ዉጽኢት ምርጫ ናይ ታሕተዋይ ባይቶ ነታ ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ኢላ። **ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ትሕዝቶን

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now