SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (21 መጋ 2022)

Live podcast SBS Tigrinya
Source: Getty Images

ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ሰራዊት ሩስያ ፡ ነቲ ሳማት ኢ-ሲ-ቢ-ኤም ብዝብል ስም ዝፍለጥ ሃገራት ዝጠሓሕስ ሓድሽ ባለስቲክ ሚሳይል ዕዉት ፈተነ ከምዘካየደ ይገልጽ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ **ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ ምስ ናይ ኤርትራ መዘናኡ ክዘራረብ መደብ ከምዘለዎም ተገሊጹ። **ኣብ ትግራይ ብውሑዱ 1900 ትሕቲ 5 ዓመት ዝዕድምኦሞ ህጻናት ብሕጽረት መግቢ ከም ዝሞቱ ተገሊጹ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ** “ሰበባ ወይ ምዕሳው ዘስዕቦ ጥዕናዊ ጸገም” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን። ኣብ ቃለ መሕትት፥ ኣብ ሰማንያታት ኣብ ሱዳን ንዝነብሩ ዝነበሩ ስደተኛታት፡ ናይ ትምህርቲ ዕድል ዝኸፈተት ቤት ትምህርቲ ዩኔስኮ ካብ ኣ ዝፈረዩ ብዙሓት ምሁራትን ሰብ ሞያን ኣብ መላእ ዓለም ይርከቡ ኣለዉ። ኣብ መልበርን ዝቕመጥ መምህር ገብረመድህን ጸጋይን ኣብ ከተማ ፐርዝ ዝነብር መምህር መሓመድ ዑመር ኣሕመድ ገለ ካብ መራሕቲን መምህራንን እታ ቤት ትምህርቲ ኔሮም። ብዛዕባ’ታ ቤት ትምህርቲን ፍርያታን ኣዕሊሎሙና ኣለዉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now