SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ነሓሰ 2022)

Live Podcast Ibro 1.JPG
Source: Getty

ናይ ሰኑይ 22 ነሓሰ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ፥ ኣርእስታት ዜና፥ ** ብዝተገብረ መጽናዕቲ መሰረት ኣውስትራሊያውያን ካብ ደቂ ታይዋን ንላዕሊ ቻይና ንሃገሮም ከይተጥቅዓ የሻቕሎም ። ** ኣብ ጀርመን ክግበር ተሓሲቡ ዝነበረ ናይ ኤርትራዊያን ፌስቲቫል ተሰሪዙ። ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ናብ ትግራይ የጸግዕ ምህላዉ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ሓቢሮም። ደጋፊ ቃልሲ ትግራይ ከም ዝኾነ ዝገልጽ ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ሰራዊት ኡጋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ ኣሎ። ዓዋተ፡ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ማሕበረሰብ ኤርትራ :ጸብጻብ። ቕንያት ቅንያት ኣሸንዳ ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሰኑይ 22 ነሓሰ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ፥ ኣርእስታት ዜና፥ ** ብዝተገብረ መጽናዕቲ መሰረት ኣውስትራሊያውያን ካብ ደቂ ታይዋን ንላዕሊ ቻይና ንሃገሮም ከይተጥቅዓ የሻቕሎም ። ** ኣብ ጀርመን ክግበር ተሓሲቡ ዝነበረ ናይ ኤርትራዊያን ፌስቲቫል ተሰሪዙ። ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ናብ ትግራይ የጸግዕ ምህላዉ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ሓቢሮም። ደጋፊ ቃልሲ ትግራይ ከም ዝኾነ ዝገልጽ ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ሰራዊት ኡጋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ ኣሎ። ዓዋተ፡ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ማሕበረሰብ ኤርትራ :ጸብጻብ። ቕንያት ቅንያት ኣሸንዳ ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now