ቀጥታ ምሉእ መደባት SBS ትግርኛ (22 መጋቢት 2022)

Live podcast SBS Tigrinya

Source: SBS Tigrinya

ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ፡ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ እተካይዶ ዘላ ወራር ምስቲ ናዚ ጀርመን ዝገበሮ ተግባራት ኣነጻጺርዎ። ** ብኢራን ዝድገፉ ሓይልታት ሁቲ ኣብ ሱዕዲ ዓረን ናይ ነዳዲን መጻረዪ ማይን ትካላት ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቓዕቲ ፈጺሞም። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ 95 ሜ/ቶን መድሓኒት ናብ ትግራይ ክኣቱ ፍቓድ ከም ዝሃበን ፤19 ቢልዮን ብር ንትግራይ ከም ዝሰለዐን ኣፍሊጡ። ---- መንግስቲ ኤርትራ ንኣመንቲ ወንጌላውያን ከም ዝኣሰረ ተሓቢሩ። ኣብዚ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት፥** * ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ሻምፒዮናታት ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ በልግረይድ 22 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ሜዳልያታት ሓፊሶሞ፣* ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪ ኮስት 2023 ካብ ምስታፍ ከምዘንሰሓበት ብወግዒ ኣፍሊጣ፣* ኢትዮጵያውያን ደቀንስትዮ ት17 ኩ’እግሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣንጻር ኡጋንዳ ገጢመን ማዕረ ድሕሪ ምውጽአን ናብ ዝቕጽል ዙርያ መጻረዪ ግጥማት ዋንጫ ዓለም መንእሰያት ሓሊፈን፣ ኣብ ቃለ መሕትት፥ ምስ ምሁር ጋዜጠኝነትን ናይ BBC Newshour ጋዜጠኛ ተመስገን ደበሳይ መሊሱልና ኣሎ። ካልእን .........



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ቀጥታ ምሉእ መደባት SBS ትግርኛ (22 መጋቢት 2022) | SBS Tigrinya