ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ርግርኛ (24 ሰነ 2024)

on the Studio.jpg

ን ሎሚ 24 ጥሪ 2024 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ዶክተር ኪሮስ ሕሩይ: ኣንትሮፖሎጂስትን ኪኢላ ዞባዊ ምዕባለን እዩ:: ካብቲ finding home far from home ወይ ካብ ርሑቕ ዓዲ መጺእካ ዓዲ ምንዳይ ኣብ ዝብል ትምህርታዊ ምርምሩ፡ ብዛዕባ ኩነታት ምጥያስ ኣፍሪቃዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ መጽናዕቲ ዝገበረ እዩ። ብዛዕባዚ ዕድላትን ግድላትን መስርሕ ምጥያስ ህይወት ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ወጻኢ ሃገራትን ሰፊሕ ሙሁራዊ ትንታነ ከነቕርቦ ዝቐነና ሎሚ ናይ መወዳእታ ሎሚ ከነቕርቦ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ስግኣት ኮይኑ ምቕፃሉ ውሕሃ ገሊጹ። ኢትዮጵያን ኤርትራን መሰል ነበርትን መበቆላውያን ህዝብታትን ውሑስ ክገብራ ጸዊዑ። ወተሃደራት ኢትዮጵያ፡ ንኣል-ሸባብ ንምጥቃዕ ብዘይ ፍቓድ መንግስቲ ሶማልያ፡ ዶብ ጥሒሶም ከምዝሰገሩ ተሰሚዑ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና ። ኣርእስታት ዜና፥ ቍጽሪ እቶም ኣብዚ ዓመት እዚ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተገብረ ጕዕዞ ሓጅ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 1,000 በጺሑ ። ብዛዕባ ኑክሌራዊ ጸዓት ዝምልከት ብሰልፊ ጥምረት ዝቐረበ ናይ ሰልፊ ለበር ቀዳማይ ሚኒስተር ዝነበረ ፖል ኬቲንግ ዝሃቦ ርእይቶ ዝምልከት ዘቕረቦ ነቐፌታ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ፒተር ዱተን ምላሽ ሂቡሉ ። ኣብ ልዕሊ ተመዛበልቲ ትግራይ ሱር ዝሰደደ ሞትን ጥምየትን ንከብቕዕ ክ ዝፅዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ ጎድኒ ሓይልታት ፈጣን ደገፍ ዝዋግኣ ዝነበራ ኢትዮጵያውያን ደቀንስትዮ ከም ዝሓዘ ገሊጹ



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ርግርኛ (24 ሰነ 2024) | SBS Tigrinya