ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2025)

SBS Audio.JPG

Credit: Beyene Weldegiorgis

ን ሎሚ ሰኑይ 24 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ምቅይያራት መሪሕነትን ምርሕራሕ ፖሊሲታትን: ዲሞክራሲና ክሳብ ክንደይ ጥዑይ'ዩ፧ ንዝብል ሕቶ ዝምልስ ትሕዝቶ ምስ ቀረብ ል ኡኽና ዝሰድአዶ ጸብጻብ ከነቕርብ፡ ኣርእስታት ሉኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ፡- ጉባኤ ዘተን ምርድዳእን ትግራይ ምስቶም ብፖለቲካ ናብ ወጥሪ ዘምርሑ ተጋሩ ዘተ ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ህወሓት ንመንግስቲ ፌደራል ናብ ትግራይ ዘወስዱ መገድታት ብምዕጻውን ምቁራጽ ኣገልግሎትን ከሲሱ። ናይ ዓፋር ኣርታዕለ እሳተ ጎመራ ካብቲ ንቡሩ ብዝገደደ ተተኲሱ። ኢትዮጵያን ኣዘርባዣንን ኣብ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ሓባራዊ ማዕቀፍ ንምቛም ዘትየን። ኤርትራዊ ብርጋዴር ጀነራል ገብረኪዳን ሃብትኣብ (ወዲ ምነይ) ፡ ዓሪፉ። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣተኣናገድቲ ዋዕላ ክሊማ ኮፕ30 ፡ እቲ ዋዕላ ኣብ ከሰል፡ ነዳዲን ጋዝን ንዘይምጥቃም ንጹር መደብ ከሓንጸጸ ምውዳኡ ብብዙሓት ሃገራት ዘጉሃየ ፍጻመ ምንባሩ ተፈሊጡ። ** ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ዩ-ስ ብዛዕባ እቲ ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ እማመ ሰላም ንምዝርራብ ናብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝኣተውሉ እዋን ፡ ኣብ ዩክረይን ከተማ ዲፕሮ መጥቃዕቲ ሩስያ ቀጺሉ። ** ጋንታ ኣርሰናል ን ስፓርስ 4ብ1 ኣብ ሰሜን ለንደን ደርቢ ብገፊሕ ስዒራታ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service