SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (25 ሚያዚያ 2022)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣውስትራሊያውያን ንመዓልቲ ANZAC ንምዝካር ብንግሆኡ ተኣካኺቦም ኣርፊዶም ። ** ኢማኑዌል ማክሮን እንደገና ፕረዚደንት ፈረንሳ ኰይኑ ተመሪጹ ኣሎ ። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ **ኣብ ኣፍሪቃ ንፈለማ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ዓለምለኻዊ ኮንፈረንስ ቴሌኮም ካብ ኢትዮጵያ ተመንጢሉ ንሩዋንዳ ተዋሂቡ። **65% ኣብ መረበቱ ዝነብር ህዝቢ ኢሮብ ንሕሱም ጥሜት ከም ዝተቓለዐ ተገሊጹ። ** ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ሓጺር መልእኽን፡ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣውስትራሊያውያን ንመዓልቲ ANZAC ንምዝካር ብንግሆኡ ተኣካኺቦም ኣርፊዶም ። ** ኢማኑዌል ማክሮን እንደገና ፕረዚደንት ፈረንሳ ኰይኑ ተመሪጹ ኣሎ ። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ **ኣብ ኣፍሪቃ ንፈለማ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ዓለምለኻዊ ኮንፈረንስ ቴሌኮም ካብ ኢትዮጵያ ተመንጢሉ ንሩዋንዳ ተዋሂቡ። **65% ኣብ መረበቱ ዝነብር ህዝቢ ኢሮብ ንሕሱም ጥሜት ከም ዝተቓለዐ ተገሊጹ። ** ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ሓጺር መልእኽን፡ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now