ናይ ሓሙስ 25 ነሓሰ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብ ፖድካስት፥ ጸብጻብ ልኡኽ፥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ሕብረት ኣውሮጳ፣ ኣሜሪካን ሕብረት ኣፍሪቃን ተዋጋእቲ ሓይልታት ትግራይን ኢትዮጵያን ናብ ሰላም ክምለሱ ጸዊዖም። መራሕቲ ትግራይን ሱዳንን ብኢትዮጵያ ዝወደቐት ነፋሪት ከም ዘየላ ኣፍሊጦም። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጽቡቕ ክራማት ኣብ ልዕሊ ሰባት ጎናዊ ጉድኣት ከም ዘብጸሐ ተገሊጹ። ኣብ ቃለ መሕትት፡ ምስ ዶ/ር ሰላም ኪዳነ፡ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኪኢላ “ዑደት ዓመጽ ደው ይበል፡ እወታዊ መርኣይ ኩን!” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣለና። ካልእን
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends