SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መጋቢት 2024)

on the Studio.jpg

ንሎሚ ሰኑይ 25 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምሩኻት ወተሃደራት ኢትዮጵያ ብምሕረት ከም ዝለቐቐ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣፅቀስላሰ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክትውንን ማሕበረሰብ ዓለም ክግድፋ ሓቲቱ። ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ምምሕዳር ባይደን ን"ፍትሕን ተሓታትነትን ኲናት ትግራይ" ዕሽሽ ብምባሉ ነቒፉ። ዝብሉን ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና ክቐርብ እዩ። ሓጺር ጸብጻብ ኢፍጣር ኣብ መልበርን፡ ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ባርዕ ጫካ እናገደድደ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ ሩሲያ ዝተፈጸመ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝተቐትሉ ሰለስተ ቘልዑ ዝርከብዎም 133 ሰባት ሓዘን ተኣዊጁ። ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ምምሕዳር ባይደን ን"ፍትሕን ተሓታትነትን ኲናት ትግራይ" ዕሽሽ ብምባሉ ነቒፉ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንሎሚ ሰኑይ 25 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምሩኻት ወተሃደራት ኢትዮጵያ ብምሕረት ከም ዝለቐቐ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣፅቀስላሰ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክትውንን ማሕበረሰብ ዓለም ክግድፋ ሓቲቱ። ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ምምሕዳር ባይደን ን"ፍትሕን ተሓታትነትን ኲናት ትግራይ" ዕሽሽ ብምባሉ ነቒፉ። ዝብሉን ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና ክቐርብ እዩ። ሓጺር ጸብጻብ ኢፍጣር ኣብ መልበርን፡ ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ባርዕ ጫካ እናገደድደ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ ሩሲያ ዝተፈጸመ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝተቐትሉ ሰለስተ ቘልዑ ዝርከብዎም 133 ሰባት ሓዘን ተኣዊጁ። ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ምምሕዳር ባይደን ን"ፍትሕን ተሓታትነትን ኲናት ትግራይ" ዕሽሽ ብምባሉ ነቒፉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now