SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ናይ ሎሚ ሰኑይ 27 ሰነ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞም ዝስዕቡ ትሕዝቶታት ተቐሪቦም ኣለዉ፡ ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** መራሕቲ ናይተን ኣብ ዓለም ዘለዋ ዝዓበያ ቊጠባ ሃገራት ዝዀኑ ጉጅለ G-7 ፡ ንኣብ ምምዕባል ዘለዋ ሃገራት ኣብ ኣገዳሲ ትሕተ ቕርጺ ዝውዕል፡ ልዕሊ 850 ቢልዮን ዶላር ከምዝወፍር ኣፍሊጦም። ** ኢትዮጵያ ብቕትለት ወተሃደራት ሱዳን ተኸሲሳ። ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ፥ ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንዝኽሪ ሰማእታት ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ብር ኣወፍዮም። ቤት-ትምህርቲ ተሓጋገዝቲ ነርስ መንደፈራ፡ 147 ተመሃሮ ብሰርትፍኬት ኣመሪቓ። ኣብ ቃለ መሕትት፥- መምህር ጀማል እኩድ፡ ተቐማጢ ቪክቶሪያ ኮይኑ ኣብ ዞባ ናይ ቪክቶሪያ ኣብ በንዲጎ ከይዱ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ብምኽንያት ቅነ ስደተኛታት ብዛዕባ ተሞኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ። ። ቀዳማይ ክፋሉ ሎሚ ክቐርብ’ዩ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ክቐርብዩ፥

Published

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሎሚ ሰኑይ 27 ሰነ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞም ዝስዕቡ ትሕዝቶታት ተቐሪቦም ኣለዉ፡ ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** መራሕቲ ናይተን ኣብ ዓለም ዘለዋ ዝዓበያ ቊጠባ ሃገራት ዝዀኑ ጉጅለ G-7 ፡ ንኣብ ምምዕባል ዘለዋ ሃገራት ኣብ ኣገዳሲ ትሕተ ቕርጺ ዝውዕል፡ ልዕሊ 850 ቢልዮን ዶላር ከምዝወፍር ኣፍሊጦም። ** ኢትዮጵያ ብቕትለት ወተሃደራት ሱዳን ተኸሲሳ። ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ፥ ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንዝኽሪ ሰማእታት ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ብር ኣወፍዮም። ቤት-ትምህርቲ ተሓጋገዝቲ ነርስ መንደፈራ፡ 147 ተመሃሮ ብሰርትፍኬት ኣመሪቓ። ኣብ ቃለ መሕትት፥- መምህር ጀማል እኩድ፡ ተቐማጢ ቪክቶሪያ ኮይኑ ኣብ ዞባ ናይ ቪክቶሪያ ኣብ በንዲጎ ከይዱ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ብምኽንያት ቅነ ስደተኛታት ብዛዕባ ተሞኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ። ። ቀዳማይ ክፋሉ ሎሚ ክቐርብ’ዩ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ክቐርብዩ፥

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now