SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርና (27 ጥቅምቲ 2022)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ናይ ሎሚ ሓሙስ 27 ትቅምቲ 2022 ናይ ሓደ ሰዓት መደብና ፡ ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ተላዘብቲ ትግራይ ተኹሲ ደው ክብል፣ ሰራዊት ኤርትራ ክወጽእን ረድኤት ክኣቱን ሓቲቶም። ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ ሰብኣዊ ሓገዝን ሓለዋን ዜጋታት ንድርድር ኣይቐርብን ኢሉ። ኣብ ቃለ መሕትት መደብና፥ ዝርርብ ምስ መንእሰያት ብዛዕባ ተበግሶ መንእሰያት ንመንእሰያት ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ንምሉእ ሃገር ደው ዘብል ዉድድር ኣፍራስ” ናብ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ። ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ትረዠረር ጂም ቻለምስ ፡ ዋጋታት ጸዓት ኣብ ኢንዱስትሪ ኣውስትራልያ ጸቕጢ ስለ ዝፈጥር ዘሎ ፡ ገሊኦም ኣፍረይቲ ኢንዳስትሪታት ኣብ ውሽጢ ኣዋርሕ ክዕጸዉ ከም ዝኽእሉ ኣተሓሳሲቡ ። ** ኣብ ሰሜናዊ ፊሊፒንስ 6.4 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ፡ ንሓያሎ ሰባት ከምዝጎድአን ኣባይቲን ህዝባዊ ትሕተ ቅርጽን ኣዕንዩ። ** ምክትል ፕሬዝደንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ካብቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ክባረር ዝግበር ዘሎ ጸቕጢ ተቓዊሙ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሎሚ ሓሙስ 27 ትቅምቲ 2022 ናይ ሓደ ሰዓት መደብና ፡ ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ተላዘብቲ ትግራይ ተኹሲ ደው ክብል፣ ሰራዊት ኤርትራ ክወጽእን ረድኤት ክኣቱን ሓቲቶም። ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ ሰብኣዊ ሓገዝን ሓለዋን ዜጋታት ንድርድር ኣይቐርብን ኢሉ። ኣብ ቃለ መሕትት መደብና፥ ዝርርብ ምስ መንእሰያት ብዛዕባ ተበግሶ መንእሰያት ንመንእሰያት ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ንምሉእ ሃገር ደው ዘብል ዉድድር ኣፍራስ” ናብ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ። ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ትረዠረር ጂም ቻለምስ ፡ ዋጋታት ጸዓት ኣብ ኢንዱስትሪ ኣውስትራልያ ጸቕጢ ስለ ዝፈጥር ዘሎ ፡ ገሊኦም ኣፍረይቲ ኢንዳስትሪታት ኣብ ውሽጢ ኣዋርሕ ክዕጸዉ ከም ዝኽእሉ ኣተሓሳሲቡ ። ** ኣብ ሰሜናዊ ፊሊፒንስ 6.4 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ፡ ንሓያሎ ሰባት ከምዝጎድአን ኣባይቲን ህዝባዊ ትሕተ ቅርጽን ኣዕንዩ። ** ምክትል ፕሬዝደንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ካብቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ክባረር ዝግበር ዘሎ ጸቕጢ ተቓዊሙ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now