SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ለካቲት 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ናይ ሰኑይ 27 ለካቲት ለካቲት 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኤርትራ - ሆስፒታል ከረን 'መነጸር ዓይኒ ከፍሪ ጀሚሩ' ተባሂሉ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብ6.1 ቢልዮን ብር ስምምዕ ፕሮጀክት ምህናፅ መገዲ ተፈራሪሙ። ኣብ ኦሮምያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ደርቂ ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ከምዝደልዮም ተገሊጹ። ኤርትራ: ውሳነ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬይን ተቓዊማ። ሩስያ ንዩክረይን ዝወርረትላ ቀዳመይቲ ዓመት ኣብዝዝከረሉ፡ ህዝቢ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዩክረይን ኣጋርነቱ ብምርኣይ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት ዘኪሩ ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ: ኣርእስታት ዜና፥ ** ንነበርቲ ኣውስትራሊያ ንምጉዳእ ብሕቡእ ዝሰርሑ ናይ ወጻእ መንግስታት ንዝግበር ዝኾነ ዓይነት ፈተነ ምስላይ ሪፖርት ክገብሩ ምሕጽንታ ቀሪቡ ። ** ኣብ ናይጀርያ ውጽኢት ናይቲ ዝተገብረ ምድማጽ ምርጫ ሓሙሽተ መዓልቲ ክወስድ ከም ዝኽእል ሰበ-ስልጣን ኣፍሊጦም። ** ኣብ ቅድድም ዙር ሩዋንዳ 2023 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ተዓዊቱ ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሰኑይ 27 ለካቲት ለካቲት 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኤርትራ - ሆስፒታል ከረን 'መነጸር ዓይኒ ከፍሪ ጀሚሩ' ተባሂሉ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብ6.1 ቢልዮን ብር ስምምዕ ፕሮጀክት ምህናፅ መገዲ ተፈራሪሙ። ኣብ ኦሮምያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ደርቂ ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ከምዝደልዮም ተገሊጹ። ኤርትራ: ውሳነ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬይን ተቓዊማ። ሩስያ ንዩክረይን ዝወርረትላ ቀዳመይቲ ዓመት ኣብዝዝከረሉ፡ ህዝቢ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዩክረይን ኣጋርነቱ ብምርኣይ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት ዘኪሩ ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ: ኣርእስታት ዜና፥ ** ንነበርቲ ኣውስትራሊያ ንምጉዳእ ብሕቡእ ዝሰርሑ ናይ ወጻእ መንግስታት ንዝግበር ዝኾነ ዓይነት ፈተነ ምስላይ ሪፖርት ክገብሩ ምሕጽንታ ቀሪቡ ። ** ኣብ ናይጀርያ ውጽኢት ናይቲ ዝተገብረ ምድማጽ ምርጫ ሓሙሽተ መዓልቲ ክወስድ ከም ዝኽእል ሰበ-ስልጣን ኣፍሊጦም። ** ኣብ ቅድድም ዙር ሩዋንዳ 2023 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ተዓዊቱ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now