SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ መደባት SBS ትግርኛ (28 መጋቢት 2022)

Live podcast SBS Tigrinya
Source: SBS Tigrinya

ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ኤርትራ ምስ ጃፓን ኣብ ልምዓታዊ ንጥፈታት ክትሰርሕ ዘለዋ ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ሓያል ጻዕሪ ይግበር ከም ዘሎ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ናይታ ሃገር ሬር ኣዲሚራል ክንዱ ገዙ ተዛሪቡ። ምቋራጽ ተኹሲ ኩናት ትግራይ ንፖለቲካዊ ሸርሕታት ከይውዕል ጥቡቕ ጥንቃቐ ከም ዝግበር ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ገሊጾም። ሰበስልጣን ግብጺ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ምጥራዝ ከቋርጹዎ ተሓላቒ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ። ቃለ መሕትት፥ ምስ ተዋስኣይ፡ ደራፊ፡ ጸሓፊን ኣላዪን ፊልም ሓጐስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ)ምስ SBS ትግርኛ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ቀዳማይ ክፋሉ ሎሚ ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብዩ መደብ ስፖርት፥ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ሰንበት ኣብ ናይ ቅድድም ህይወቱ ዝዓበየ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ታሪኻዊ ዓወት ኸንት-ዊቪልኸም ፈንጢሱ ከምዝኣተወ ተፈሊጡ፣*

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now